ምን ኢና ንሕና

Ipso

 ipso-care ናይ ጀርመን ኣብ ተዳናገጺ (ገባሪ ሰናይ) ዝተሞርኮስ ማሕበር'ዩ . ዝነጥፈሉ ኣብ  ዓውዲ ስነ ኣእምራዊን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣብ ባህሊ ዝተሞርከስ'ዩ:
ipsocontext.org

ipso's  ኣእምሮዊን ማሕበራዊ ኣማኸርቲይ ብጣዕሚ ሙኩራትን ምርዳእ ህቢን  ብግላዊን ብሕብረት ኩነታትን  ,  ክሕግዛኻ ናይ ዓሚል ክጭብጥ ሚስ ኩሉ ጸገማትን ከመይ ገርካ ትሕዞ መሰናኽል ዝረክበካ ኣብ መናብቦረኻ. 

ስነኣእምሮን ማሕበራዊ ኣማኽርቲ

ንሓላፊነትና ክእለትን ውሕሰነት  ኣብ ኣማኽርነት ኢንገ ሚሥማህል, ደኩተር ፋርሽታ ኰአደስ ኣካይዲ ሰልጠንቲ ናይ ipso . ሓቢሮም ይስርሑ ክብ ቡዙሕ ዓመታት . ብተኻታታሊ የማዕቡሉ ን ipso's ኣማኸርነት ኣቀራርባን ኣገልግሎት ከሙኡውን ሰልጣናን ምክትታልን ን ipso's ኣማኸርቲ . 

ተክኒካል ምምሕዳር

ሓላፊ ዋና ተክኒካል ምምሕዳር ስቨን ፐርባንደትን

መሓዛ / ዓርኪ

German Foreign Office - Auswärtiges Amt der Bundesrepublik Deutschland (AA)